library.witness.org
ኣብ እዋን ዕጽዋ ኢንተርኔት ምጽሓፍ፡ ግብራዊ ተኸታታሊ ብሎግ - Library
ምስ ምዕጻው ኢንተርነት ዘጋጠሞም ደለይቲ ፍትሒ ብዝገበርናዮ ስራሕ ኣብዚ ተኸታታሊ መደብ እነካፍሎም ዘለና ገለ ጠቐምቲ ምኽርታትን ኣገባባትን ኣብ እዋን ምዕጻው ኢንተርነት ቪድዮ ሰነዳት ንምቕራጽን ንምዕቃብን ተማሂርና ኣለና። መሳርሒታት ኣንድሮይድ ኣብ ግምት ብምእታው ዋላ እንተጽሓፍናዮም እንተኾነ ግን እቶም ምኽርታት ኣብ ኣይፎናት እውን ክትግበርዎም ትኽእሉ ኢኹም። ገለ ካብ’ቶም ስትራተጂታት ኣቐዲምካ ምውጣን (መብዛሕትኡ ግዜ’ውን ኢንተርነት) ዝሓትት’ዩ ስለዚ ቅድሚ […]